ናብ የሆዋ ተመለስ
የሆዋ ንዝጠፍኣ ኣባጊዑ የናድየን እዩ፣ ናብኡ ኽትምለስ ድማ ጻውዒት የቕርበልካ ኣሎ።
ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ
እዛ ኻብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ ነቶም ካብ መጓሰኡ ዝጠፍኡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ዝቐረበት ምሕጽንታ እያ።
2ይ ክፋል
ጭንቀት—“ብዅሉ ወገን ንጽቀጥ”
ንየሆዋ ኸምቲ ቕድሚ ሕጂ እትገብረሉ ዝነበርካ ስለ ዘይገበርካሉ ትጕሂ እንተ ኣሊኻ፡ ሓንቲ ቐላል ምኽሪ ኻብ ሓይሉ ኽትጥቀም ክትሕግዘካ ትኽእል እያ።
መደምደምታ
ምስ ህዝቢ የሆዋ ዘሕለፍካዮ ባህ ዜብል እዋናት ትዝክርዶ፧