ሕያውነት
የሆዋ ሕያዋይ ምዃኑ ብኸመይ ይርአ፧
ኤር 31:12, 13፣ ዘካ 9:16, 17 እውን ርአ
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
ዘጸ 33:17-20፣ 34:5-7—የሆዋ ንነብዪ ሙሴ ብዛዕባ ሕያውነቱ ዚገልጽ ራእይ ኣርኣዮ፣ ኣብኡ ድማ ሓያሎ ጽቡቕ ባህርያቱ ገለጸሉ
ማር 10:17, 18—የሱስ ኵሉ ሕያውነት ካብ የሆዋ ኸም ዝዀነ፡ መለክዒ ሰናይ ዘበለ ኸኣ የሆዋ ኸም ዚሰርዕ ገለጸ
ስለምንታይ ኢና ሕያዎት ክንከውን ወይ ሰናይ ክንገብር ዘሎና፧