ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ጀምር
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትፈትዎ ትኽእል ኢኻ! ንባብ ንምጅማር ዚሕግዝ እተወሰነ ሓሳባት ኣብዚ ኣሎ። ዚስሕበካ ርእሰ ነገር ምረጽ እሞ፡ ነቲ ኣብኡ እተሓበረ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ።
ውሩያት ሰባትን ዛንታታትን
-
ኖህን ማይ ኣይህን፦ ዘፍጥረት 6:9–9:19
-
ሙሴ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፦ ዘጸኣት 13:17–14:31
-
ሩትን ናእሚን፦ ሩት ምዕራፍ 1-4
-
ዳዊትን ጐልያድን፦ 1 ሳሙኤል ምዕራፍ 17
-
ኣቢጋይል፦ 1 ሳሙኤል 25:2-35
-
ዳንኤል ኣብ ጕድጓድ ኣናብስ፦ ዳንኤል ምዕራፍ 6
-
ኤልሳቤጥን ማርያምን፦ ሉቃስ ምዕራፍ 1-2
ንመዓልታዊ ናብራ ዚኸውን ጥበብ
-
ናብራ ስድራ ቤት፦ ኤፌሶን 5:28, 29, 33፣ 6:1-4
-
ዕርክነት፦ ምሳሌ 13:20፣ 17:17፣ 27:17
-
ጸሎት፦ መዝሙር 55:22፣ 62:8፣ 1 ዮሃንስ 5:14
-
ኣብ ከረን እተዋህበ ስብከት፦ ማቴዎስ ምዕራፍ 5-7
-
ስራሕ፦ ምሳሌ 14:23፣ መክብብ 3:12, 13፣ 4:6
ኣብዚ ዚስዕብ ሓገዝ ምስ ዜድልየካ፦
-
ምቝራጽ ተስፋ፦ መዝሙር 23፣ ኢሳይያስ 41:10
-
በደለኛነት፦ መዝሙር 86:5፣ ህዝቅኤል 18:21, 22
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ዚስዕብ እንታይ ይብል፧
-
ዳሕሮት መዓልትታት፦ ማቴዎስ 24:3-14፣ 2 ጢሞቴዎስ 3:1-5
-
ናይ መጻኢ ተስፋ፦ መዝሙር 37:10, 11, 29፣ ራእይ 21:3, 4
ምኽሪ፦ ኣብ ከባቢ እዚ ኣብ ላዕሊ እተሓበረ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ሓሳባት ንምርኣይ፡ ንብምሉኡ ምዕራፍ(ፋት) ኣንብብ። በቲ ኣብ መወዳእታ እዛ ጽሕፍቲ ዘሎ፡ “ንንባብ መጽሓፍ ቅዱስካ ተኸታተሎ” ዘርእስቱ ሰሌዳ ጌርካ ንዅሉ እቲ ዘንበብካዮ ምዕራፋት ምልክት ግበረሉ። መዓልቲ መዓልቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ ሸቶ ግበር።