1ይ ክፋል ኣጻውት 1ይ ክፋል ጽሑፍ ስእሊ ኣትኵሮ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእልን ንደራሲኡ ብኸመይ ክትፈልጦ ኸም እትኽእልን ርአ ትምህርቲ 01 መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ይሕግዘካ፧ 02 መጽሓፍ ቅዱስ ተስፋ ይህብ 03 ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ ትኽእል ዲኻ፧ 04 ኣምላኽ መን እዩ፧ 05 መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ኣምላኽ እተላእከልና መልእኽቲ እዩ 06 ህይወት ብኸመይ ጀሚራ፧ 07 ባህርያትን እንታይነትን የሆዋ 08 ዓርኪ የሆዋ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ 09 ብጸሎት ኣቢልካ ንኣምላኽ ቅረቦ 10 ኣኼባታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ ይጠቕመካ፧ 11 ከመይ ጌርካ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዝያዳ ኽትጥቀም ትኽእል፧ 12 ብቐጻሊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምግባር እንታይ ይሕግዘካ፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜቕርብዎ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ ኣብዚ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ብናጻ ዚቐርብ ኣሳታፊ ትምህርቲ፡ ዝደለኻዮ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ መጽናዕቲ፡ ንብዘለዉ ስድራ ቤትካ ወይ ንዝዀነ ዓርክኻ ኽትዕድም ትኽእል ኢኻ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ 1ይ ክፋል ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ 1ይ ክፋል ትግርኛ 1ይ ክፋል https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102021310/univ/art/1102021310_univ_sqr_xl.jpg lff