ሳጹን ትምህርቲ 7ሀ
ኣብ ከባቢ የሩሳሌም ዝነበሩ ኣህዛብ
ከ. 650-300 ቅ.ክ.
ሰሌዳ ግዜ (ኵሉ ኣቈጻጽራ ቅ.ክ.)
-
620፦ ባቢሎን ንየሩሳሌም ክትገዝኣ ጀመረት
ነቡካድነጻር ንንጉስ የሩሳሌም ኣብ ትሕቲኡ ዀይኑ ዚገዝእ ገበሮ
-
617፦ ባቢሎን ካብ የሩሳሌም ቀዳሞት ምሩኻት ወሰደት
ገዛእትን ጀጋኑን ኢደ ጥበበኛታትን ናብ ባቢሎን ተወስዱ
-
607፦ ባቢሎን ንየሩሳሌም ኣጥፍኣታ
እታ ኸተማ ምስ ቤተ መቕደሳ ብሓዊ ነደደት
-
ድሕሪ 607፦ ኣብ ቀንዲ መሬት እትርከብ ክፋል ከተማ ጢሮስ
ነቡካድነጻር ንጢሮስ ን13 ዓመት ኣጥቅዓ። ነታ ኣብ ቀንዲ መሬት እትርከብ ክፋል ከተማ ጢሮስ ሰዓራ፣ እታ ኣብ ደሴት እትርከብ ግና ተረፈት
-
602፦ ዓሞንን ሞኣብን
ነቡካድነጻር ንዓሞንን ንሞኣብን ወረረን
-
588፦ ባቢሎን ንግብጺ ሰዓረታ
ነቡካድነጻር ኣብ መበል 37 ዓመት ንግስናኡ ንግብጺ ወረራ
-
332፦ ኣብ ደሴት እትርከብ ክፋል ከተማ ጢሮስ
ብእስክንድር እቲ ዓብዪ ዚእዘዝ ሰራዊት ግሪኽ ነታ ኣብ ደሴት እትርከብ ክፋል ከተማ ጢሮስ ኣጥፍኣ
-
332 ወይ ቅድሚኡ፦ ፍልስጥኤም
እስክንድር ነታ ርእሲ ኸተማ ፍልስጥኤም ዝዀነት ጋዛ ሰዓራ
ኣብ ካርታ ዘሎ ቦታታት
-
ግሪኽ
-
ዓብዪ ባሕሪ
-
(ባሕሪ መዲተራነያን)
-
ጢሮስ
-
ሲዶን
-
ጢሮስ
-
ሰማርያ
-
የሩሳሌም
-
ጋዛ
-
ፍልስጥኤም
-
ግብጺ
-
ባቢሎን
-
ዓሞን
-
ሞኣብ
-
ኤዶም