መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
ትብዓት ኪህበና ብምትእምማን ንየሆዋ ኽንሓትቶ እንኽእል ስለምንታይ ኢና፧ (መዝ. 138:3)
ከምቶም ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ተባዓት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ግብ. 4:31)
ኣብ ኣገልግሎት ክንተብዕ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ተሰ. 2:2)
ጸቕጢ ኺወርደና ኸሎ፡ ብትብዓት ስጕምቲ ኽንወስድ ዜኽእለና እንታይ እዩ፧ (1 ጴጥ. 2:21-23)
ክርስትያናዊ ትብዓትና እንታይ ዓስቢ የምጽእ፧ (እብ. 10:35)