ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ!

እዚ ሓበሬታ እዚ፡ ብኸመይ ከም እትረኽቦ ኺሕግዘካ እዩ ተዳልዩ።

ትምህርቲ 1

ኣምላኽ ዓርኩ ንኽትከውን ይዕድመካ

ኣብ ኵሉ ኽፍልታት ምድሪ ዝርከቡ ሰባት ኣዕሩኽ ኣምላኽ ኰይኖም እዮም። ንስኻውን ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ትኽእል ኢኻ።

ትምህርቲ 2

ኣምላኽ ካብ ኵሉ ዝበለጸ ዓርኪ ክዀነካ ይኽእል እዩ

ኣምላኽ፡ ሓጐስን ህድኣትን ክትረክብ ኪሕግዘካ እዩ።

ትምህርቲ 3

ብዛዕባ ኣምላኽ ክትመሃር ኣሎካ

እዚ ድማ እንታይ ይጸልእን እንታይ ይፈቱን ክትፈልጥ ይሕግዘካ።

ትምህርቲ 4

ብዛዕባ ኣምላኽ ክትመሃረሉ እትኽእል መገዲ

ኣምላኽ ቅድሚ ሕጂ ዝገበሮ፡ ሕጂ እንታይ ይገብር ከም ዘሎ፡ ኣብ መጻኢ እንታይ ከም ዚገብር ክንፈልጥ ኣጋጣሚ ኸፊቱልና እዩ።

ትምህርቲ 5

ኣዕሩኽ ኣምላኽ ኣብ ገነት ክነብሩ እዮም

ገነት ከምዛ ሕጂ እንነብረላ ዘለና ዓለም ኣይክትከውንን እያ። እንታይ እያ ኽትመስል፧

ትምህርቲ 6

ምድሪ ገነት እትዀነሉ ግዜ ቐሪቡ እዩ!

ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ትምህርቲ 7

ካብ ታሪኽ እተረኽበ መጠንቀቕታ

እቲ ብዛዕባ ኖህ ዚገልጽ ጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ ንዓና እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧

ትምህርቲ 8

ጸላእቲ ኣምላኽ መን እዮም፧

ከተለልዮም ትኽእል ኢኻ፡ ብኣታቶም ከይትታለል ድማ ካባታቶም ርሓቕ።

ትምህርቲ 9

ኣዕሩኽ ኣምላኽ መን እዮም፧

ሰባት ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ኪፈልጡ እዮም ዚደልዩ፧

ትምህርቲ 10

ነታ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ክትረኽበሉ እትኽእል መገዲ

ንኸተለልያ ኺሕግዘካ ዚኽእል ሓያሎ ነገራት ኣሎ።

ትምህርቲ 11

ካብ ናይ ሓሶት ሃይማኖት ርሓቕ!

ንናይ ሓሶት ሃይማኖት ብኸመይ ከተለልያ ትኽእል፧ ሓደገኛ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ትምህርቲ 12

ድሕሪ ሞት እንታይ እዩ ዘጋጥም፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንጹር መምርሒ ይህበና እዩ።

ትምህርቲ 13

ኣስማትን ጥንቈላን ሕማቕ እዩ

ኣምላኽ ዚዅንኖ ስለምንታይ እዩ፧

ትምህርቲ 14

ኣዕሩኽ ኣምላኽ ካብ እከይ ይርሕቁ

ገለ ኻብቲ ኣምላኽ ዚጸልኦ ተግባራት እንታይ እዩ፧

ትምህርቲ 15

ኣዕሩኽ ኣምላኽ ሰናይ ዘበለ ይገብሩ

ኣዕሩኹ ንምዃን ኪሕግዘና ዚኽእል ገለ ሰናይ ዕዮታት እንታይ እዩ፧

ትምህርቲ 16

ንኣምላኽ ዘሎካ ፍቕሪ ኣርኢ

ምስ ዓርክኻ ዘሎካ ርክብ ቀጻሊ ንክኸውን፡ ንስኻ ጽን ኢልካ ትሰምዖ፡ ንኻልኦት ብዛዕባ ዓርክኻ ጽቡቕ ነገራት ትነግሮም። ዓርኪ ኣምላኽ ምዃን እውን ልክዕ ከምኡ እዩ።

ትምህርቲ 17

ምስ ዓርክኻ ዘሎካ ርክብ ቐጻሊ ንክኸውን፡ ንስኻውን ዓርኪ ኽትከውን ኣሎካ

ብዛዕባ የሆዋ ዝያዳ ምስ እትመሃር፡ ንዕኡ ዘሎካ ፍቕሪ ዝያዳ ይዓቢ።

ትምህርቲ 18

ንዘለኣለም ዓርኪ ኣምላኽ ኩን!

ናይ ዘለኣለም ህይወት፡ ኣምላኽ ንዅሎም እቶም ምስኡ ዕርክነት ዝምስርቱ ዝህቦም ክቡር ውህበት እዩ።