መዝሙር 117:1, 2
-
ኵሎም ኣህዛብ ንየሆዋ ኺውድስዎ ዝቐረበ ጻውዒት
-
ኣምላኽ ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሪ ዓብዪ እዩ (2)
-
117 ኵልኹም ኣህዛብ፡ ንየሆዋ ወድስዎ፣+ኵልኹም ህዝብታት፡* ኣሞግስዎ።+
2 ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሩስ ዓብዪ እዩ፣+ተኣማንነት+ የሆዋ ንዘለኣለም ይነብር።+
ንያህ ወድስዎ!*+
ነዛ ዓንቀጽ እዚኣ ብ%% ከተንብባ ትደሊዶ፧
ኵሎም ኣህዛብ ንየሆዋ ኺውድስዎ ዝቐረበ ጻውዒት
ኣምላኽ ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሪ ዓብዪ እዩ (2)
ቋንቋታት፦