መሐበሪ ርእሰ ነገር ንቕሑ! 2016
“እዋናዊ መጽሔታት ስለ ዘዳሎኹምልና ነመስግነኩም።” —ኤሚ
ኤሚ፡ ከም ኣደ መጠን ኣብ መጽሔት ንቕሑ! ኣብ መዓልታዊ ናብራ ህይወታ ዚዓዪ ግብራዊ መፍትሒ ረኺባ እያ። ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ኣንበብቲ እውን ነዛ ኣብ ከክልተ ወርሒ እትወጽእ መጽሔት ብምንባብ ተጠቒሞም እዮም። ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ርእሰ ነገር 2016 ምእንቲ ኽትክልሶ ኣብ www.dan124.com/ti ርአ።