ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥሪ 2016

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 29 ለካቲት ክሳዕ 3 ሚያዝያ 2016 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ፈትዮም ይመጹ—ኦሽያንያ

ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ኦሽያንያ ኸይዶም ዜገልግሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዘጋጠሞም ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧

“ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጽናዕ”!

ጥቕሲ ዓመት 2016 ነቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዚመጽእ ዅነታት የዳልወና።

በቲ ‘ኺግለጽ ዘይከኣል ውህበት ኣምላኽ’ ንደረኽ

ፍቕሪ ኣምላኽ ኣስኣሰር የሱስ ክንስዕብ፡ ንኣሕዋትና ፍቕርና ኽንገልጸሎም፡ ንሓድሕድና ድማ ይቕረ ኽንብሃሃል እትድርኸና ብኸመይ እያ፧

እቲ መንፈስ ባዕሉ ምስ መንፈስና ዀይኑ ይምስክር

ሓደ ሰብ ቅቡእ ይኸውን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ብኸመይከ እዩ ዚቕባእ፧

“ምሳኻትኩም ክንከይድ ኢና”

ብዛዕባ እቶም 144,000 እንታይ ክንዝክር ይግባእ፧

ምስ ኣምላኽ ምዕያይ የሐጕሰና

ምስ የሆዋ ምዕያይ ሓጐስ ዜምጽኣልናን ብመንፈሳዊ መዳይ ዜዕቍበናን ብኸመይ እዩ፧