ንቕሑ! ለካቲት 2013

ካብ ከባቢ ዓለም

ካብ መላእ ዓለም ብዛዕባ እተረኽበ እዋናዊ ፍጻመታትን ኣገዳሲ ነጥብታትን ዚገልጽ ሓበሬታ ርኸብ።

ንስድራ ቤት

ንቘየቛ ብኸመይ ደው ከም እተብሎ

ንስኻን መጻምድትኻን ወትሩ ትቋየቑ ዲኹም፧ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓዳርካ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል ተምሃር።

ገበር

ስደት—ሕልምን ጋህድን

ናብ ካልእ ሃገር ምኻድካ፡ ስድራ ቤትካ ዝሓሸ ናብራ ንኺነብሩ ውሕስነት ይዀኖም ድዩ፧

ቃለ መጠይቕ

ሓደ ነዳፊ ሮቦት ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ፕሮፌሰር ማሲሞ ቲስታሪሊ፡ ብዛዕባ ፍልቀት ዝነበሮ ኣረኣእያ ስለምንታይ ከም ዝቐየረ ገለጸ።

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ፕላቶ

ኣተሓሳስባ ፕላቶ ምስ ትምህርትታት ክርስትና ኺተሓዋወስ ዝኸኣለ ብኸመይ ምዃኑ ኣንብብ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣምላኽ ንስኡናት ይሓልየሎም ድዩ፧

ኣምላኽ ንስኡናት ብኸመይ ከም ዚሓልየሎም ርአ።

ተነዲፉ ድዩ፧

ጭራ ኣጌማ ዚብሃል ጠበቕ

እዚ ጠበቕ እዚ ኻብ ባይታ ናብ መንደቕ ኪነጥር ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧