ናይ 2001 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
ናይ 2001 ግምቢ ዘብዐኛ መሐበሪ ኣርእስቲ
እቲ ዓንቀጽ ዝርከበሉ ዕለት ሕታም
መጽሓፍ ቅዱስ
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓንቲ ጥራዝ 1/5
ሲሪልን ሜቶዲየስን—ተርጐምቲ 1/3
ናይ ምዉት ባሕሪ ጥቕላላት 15/2
ትርጕም ሓዳስ ዓለም ሞሳ ረኺቡ 15/11
ንመጽሓፍ ቅዱስ ምርድኡ 1/7
ስለምንታይ ተጽንዖ፧ 1/7
ክርስትያናዊ ናብራን ባህርያትን
ብሓቂዶ ጸዋር ኢኻ፧ 15/7
ንመንፈሳዊ ድኻም ልቢ ተኸላኸሎ 1/12
“በረኸት እግዚኣብሄር የሀብትም” 1/11
‘በረኸት ንጻድቕ ኢዩ’ (ምሳ 10), 15/7
‘ግዜ ምዕዳግ’ 1/5
‘ዕለታትና ብጥበብ ክበዝሓ ኢየን’ (ምሳ 9), 15/5
ምንዛዝ 1/6
ንተስፋ ምቝራጽ ክትዋጽኣሉ ትኽእል ኢኻ! 1/2
ንኣሉታዊ ስምዒታት ክትዋጽኣሉ ዘኽእለካ መገዲ 15/4
ውርዝና ምምዕባል 15/1
ምጥርጣር 1/7
ካልኦት ብጌጋ እተረድኡኻ ኰይኑዶ ይስምዓካ ኢዩ፧ 1/4
ንደቅኹም ዘድልዮም ኣማልኡሎም! 15/12
ብልማድ እትገብሮ ነገራት 1/8
ንግብዝና ብኸመይ ከም እትቃለሶ 15/11
‘እቲ ጥበብ ዝረክብ ብጹእ ኢዩ’ (ምሳ 8) 15/3
ንመበለታት ምሕጋዘን 1/5
ንዘኽታማትን መበለታትን ኣብ መከራኦም ምብጻሕ 15/6
እሙን ምዃን 1/10
ጥበባዊ ውሳነታት ምግባር 1/9
ግድን ጐሊሑ ዝርአ ቦታ ክህልወካዶ ኣለዎ ኢዩ፧ 15/2
ተኣዛዝነት—ኣብ እዋን ቍልዕነት ክወሃብ ዘለዎ ኣገዳሲ ትምህርቲ 1/4
ዕቤት ኣብ ምግባር ንዘጋጥመካ ዕንቅፋት ስገሮ 1/8
“ከምኡ ጕየዩ” 1/1
ንሕልናኻ ሓልዎ 1/11
ኣብ የሆዋ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል 1/6
ኣተዓባብያኻ ብዘየገድስ ዕዉት ክትከውን ትኽእል ኢኻ 15/4
‘በታ ቕንዕቲ መገዲ’ ተመላለስ (ምሳ 10), 15/9
የሆዋ
“በረኸት እግዚኣብሄር የሀብትም” 1/11
ኣብኡ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል 1/6
ናይ የሆዋ መሰኻኽር
ናይ 2000 ዓመታዊ ኣኼባ 15/1
እዚ ዝበለጸ ዓይነት ሞያ ምዀነካዶ፧ (ኣብ ቤትኤል ምግልጋል) 15/3
ሓድሕዳዊ ምትሕልላይ (ስደተኛታት ውግእ) 15/4
ወረቐት ምስክር መርኣያ ሰናይ ተግባር (ኮንጎ [ኪንሻሳ]) 15/8
ዓበይቲ ኣኼባታት—ሕውነትና እነርእየሉ ዘሐጕስ ኣጋጣሚ 15/9
“ገበርቲ ቓል ኣምላኽ” ኣውራጃዊ ኣኼባታት 15/1
ፈረንሳ 15/8, 1/9
ናይ ጊልዓድ ምረቓ 15/6, 15/12
ኣመሓዳሪ ኣካልን ሕጋዊ ትካልን 15/1
ንመንእሰያት ምሕጋዞም 15/7
ኬንያ 15/2
ህይወት ዝህብ ማይ ኣብ ኣንደስ 15/10
“ብልጽቲ ፕሮጀክት” (ፎቶ-ድራማ) 15/1
እምነትና ኽትፍተን ከላ ኣብ ጐንና ነይሮም ኢዮም (ደም) 15/4
ቀደም ተዃሉ ነይርና ሕጂ ግን ኣባጊዕ ኢና! 1/9
ሓደ ሰራሕ መነጸር ዘርኢ ይዘርእ (ዩክረይን: እስራኤል) 1/2
“መዓልቲ ሃይማኖታዊ ተጻዋርነት” (ኣብ ፖላንድ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ) 1/11
“ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ የራኽበና” (ኤፍ. ድሮዝግ) 15/11
‘ናይ የሆዋ መሰኻኽር ሃይማኖታዊ ናጽነት ንኸስፋሕፍሕ ብምሕጋዞም ኣመስግንዎም’ 15/5
ንመስጐጕቲ ናዚ በዲሆምዎ 15/3
ኣብ ፌደራላዊ ቅዋማዊ ቤት ፍርዲ እተረኽበ ዓወት (ጀርመን) 15/8
ዝከኣለና ዅሉ ንገብር ኢና! (ሚስዮናውያን) 15/10
የሱስ ክርስቶስ
የሱስ መድሓኒ ኢዩ—ብኸመይ፧ 15/11
ትንሳኤ 15/3
እቲ ናይ ሓቂ የሱስ 15/12
ጸብጻብ ኣወጅቲ መንግስቲ
1/2, 1/4, 1/5, 1/6, 1/8, 1/10, 1/12
ታሪኽ ህይወት
የሆዋ ዘቕርቦ ጻውዒት ምቕባል (ኤም. ዛናርዲ) 1/12
ባህ ዘብል ተዘክሮታት ብምሕላፈይ አማሱ ኢየ! (ዲ. ኬን) 1/8
‘ክሳዕ መወዳእታ ተጸሚሙ ኢዩ’ (ኤል. ስዊንግል) 1/7
“የሆዋ ብዙሕ ጽቡቕ ገይሩለይ ኢዩ!” (ከይ. ክለይን) 1/5
ከቢድ ሓዘን እኳ እንተ ኣጋጠመኒ ሕጉስትን መማሰዊትን ኢየ (ኤን. ፖርተር) 1/6
ዘደንቕ ነገራት ዝመልኦ ህይወት (ኢ. ከምኡውን ኤች. ቢቨሪጅ) 1/10
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ብርሃን ይበርህ (ኤን. ሳሊም) 1/9
ብመገዲ የሆዋ ምምልላስ (ኤል. ቫለንቲኖ) 1/5
ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዘሕለፍክዎ በረኸት ዝመልኦ ህይወት (ኣር. ከርዘን) 1/11
ኣብ እተደለኽዎ ዘበለ ምግልጋል (ጀይ. ቤሪ) 1/2
ፈተናታት እኳ እንተ ኣጋጠመ ብምሉእ ልቢ ምግልጋል (ኣር. ሎዛኖ) 1/1
የሆዋ ኢዩ ሓብሒቡኒ (ኤፍ. ሊ) 1/3
ኢድ የሆዋ ርኢናያ ኢና (ፒ. ስክሪብነር), 1/7
ስሙራት ኢና ነይርና (ኤም. ባሪ) 1/4
ቀንዲ ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት
ኣብርሃም—ናይ እምነት ኣብነት 15/8
ከም ናይ የሆዋ ዝበለ ልቢ ኣጥሪ 15/10
ብፍቕሪ ተሃነጽ 1/1
ናብቲ ገባር ተኣምራት ኣድህብ! 15/4
ኣቱም ዓየይቲ ተሓጐሱ! 15/7
ምስቲ ሕጉስ ኣምላኽ ተሓጐስ 1/5
ብመንፈስ ድልድልቲ ስድራቤት ምህናጽ 15/5
‘ጽቡቕን ክፉእን ክትፈሊ’ ትኽእልዶ ኢኻ፧ 1/8
‘ዓቕሊ ልበሱ’ 1/11
ንየሆዋ ዝፈርህ ልቢ ኣጥሪ 1/12
ናይ ሓዳር ብጻይ ንምምራጽ ዝጠቅም መለኮታዊ መምርሒ 15/5
ዝርስዑ ሰማዕቲ ኣይትኹኑ 15/6
ንሰናይ ግብሪ ኣይትሰልኪ 15/8
ንየሆዋ ፍርሃዮ ትእዛዛቱ እውን ሓልዎ 1/12
ንሰብኣዊ ድኻም ምስናፍ 15/3
ንተኣምራት ኣምላኽ ኣቕልበሉ 15/4
ከም ናይ ኣብርሃም ዝዓይነታ እምነት ትሃልኻ! 15/8
ንሓደ “ሓሻሽ” ውሉድ ብኸመይ ክትሕግዞ ምኸኣልካ፧ 1/10
ፍቕርኻ ክሳዕ ክንደይ ኢያ ሰፋሕ፧ 1/1
“ኣምላኽ ምሳና ኻብ ኰነኸ: መን እዩ ዚቃወመና፧” 1/6
ንውሉዳትካ ኸተለማምዶም ከሎኻ ንየሆዋ ምሰሎ 1/10
የሆዋ ዓቃል ኣምላኽ ኢዩ 1/11
የሆዋ መዕቈቢና ኢዩ 15/11
በረኸት የሆዋ የሀብትም 15/9
እታ የሆዋ ዝፈርደላ መዓልቲ ቐሪባ ኢያ! 15/2
የሆዋ መዓልትታትና ብኸመይ ከም እንቘጽር ይምህረና 15/11
እቶም እተመልሱ ህዝቢ የሆዋ ኣብ መላእ ምድሪ ይውድስዎ 15/2
ምስ ማሕበር የሆዋ ማዕረ ምስጓም 15/1
‘ካባይ ተምሃሩ’ 15/12
ምስ ወፈያኻ ተሰማሚዕካዶ ትነብር ኣሎኻ፧ 1/2
ንሓቂ ናትካ ገይርካያዶ ኢኻ፧ 1/2
ነቲ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ እትረኽቦ ሓጐስ ዓቅቦ 1/5
እናወሰኽካ ትኸይድ ከም ዘሎኻ ይገለጽ 1/8
ሓሳብ መንፈስ ሒዝካ ብህይወት ንበር! 15/3
ናብቲ ናይ መወዳእታ ዓወት ምስጓም! 1/6
ብቲኦክራሲያዊ መገዲ ዝሽየሙ ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን 15/1
ሰላም ክርስቶስ ብኸመይ ኣብ ልብና ኽገዝእ ይኽእል፧ 1/9
ስለቲ ዓበይቲ ግብርታቱ ንየሆዋ ወድስዎ! 15/5
ኣብቲ ናይ ምእካብ ዕዮ ጸኒዕኩም ቀጽሉ! 15/7
ብፍልጠት የሆዋ ተሓጐስ 1/7
እቶም ብመገዲ ብርሃን ዝመላለሱ ዝረኽብዎ ሓጐስ 1/3
ካብ ውጥረት ዕረፍቲ እትረኽበሉ ግብራዊ መገዲ 15/12
ነቲ ዘይርአ ከም እትርእይዎ ዄንኩም ጽንዑ! 15/6
ንልብኻ ሓልዎ 15/10
እቶም ብርሃን ዝመርጹ ክድሕኑ ኢዮም 1/3
ቅድሚ መዓልቲ ቝጥዓኡ ንየሆዋ ድለይዎ 15/2
‘ንሰላም ድለያ ስዓባውን’ 1/9
ኣብቲ ብምሃብ ዝርከብ ሓጐስ ተኻፈል! 1/7
‘ቃል ኣምላኽ እናዓበየ ኸደ’ 1/4
ናይ ሓቂ ክርስትና ይብርትዕ! 1/4
ካብ ፍቕሪ ኣምላኽ መን ኢዩ ዝፈልየና፧ 15/10
በረኸት የሆዋ ክረኽበካ ድዩ፧ 15/9
እተፈላለየ
ብዛዕባ ገንዘብ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ምሓዝ 15/6
ነቲ እትኣምኖ መሰረት ዝዀነካ ነገር 1/8
መማሰዊ ኹን እሞ ሕጉስ ክትከውን ኢኻ 1/9
‘እንሆ! እቲ ዓቢ ጭፍራ!’ 15/5
ብዘይደም ዝግበር መጥባሕቲ 1/3
“ብብርሃንካ ብርሃን ንርኢ አሎና” 1/12
ንሰባት ከሕብሮም ዝኽእል ነገር ይህሉዶ ዀን ይኸውን፧ 15/9
ኣበው ቤተ-ክርስትያን—ንናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ዝጣበቑ ድዮም ነይሮም፧ 15/4
ወድሰብ ንዓለም ከመሓይሻ ይኽእል ድዩ፧ 15/10
መብረስቲ ኣእዋም 1/11
ድያብሎስ 1/9
ሄኖክ ምስ ኣምላኽ ተመላለሰ 15/9
“ኽትኰሐለሉውን ኵሕሊ” 15/12
ወርቃዊት ሕጊ ግብራዊት ኢያ 1/12
ሓጐስ 1/3
ሃስሞናውያን 15/6
“ንሕምብርትኻ ፈውሲ” 1/2
“ንጥዕና ሰባት ዝጐድእ ስዉር ሓደጋ” (ስእለ-ጽዩፍ ኢንተርነት) 15/4
“ናብ ቄሳር ይግባኝ: ኢለ አሎኹ” 15/12
ዘይመውት መንፈስ፧ 15/7
ብስራት መንግስቲ 1/4
ካብ ኦም ስየ እንረኽቦ ትምህርቲ 1/10
ድሕሪ ሞት ህይወት፧ 15/7
ንእስነትካ ብግቡእ ተጠቐመሉ 15/8
ካብ ወርቂ ንላዕሊ ነባሪ 1/8
ኖህ ብእምነቱ ንዓለም ኰነና 15/11
ኦሪጀን—ትምህርትታቱ ንቤተ-ክርስትያን ብኸመይ ከም ዝጸለዋ 15/7
ጳውሎስ ረድኤት ይእክብ 15/3
ስኪት 15/11
ኣብዛ ስግኣት ዝመልኣ ዓለም ድሕንነት ምርካብ 1/2
ሓተታ መናፍስቲ 1/5
መንፈሳዊ ገነት 1/3
ስቓይ 15/5
ንነዊሕ እዋን ጸኒዑ ዝነብር ኣእዋም 1/7
ናይ ሓቂ ዋጋ ዘለዎ ነገር እንታይ ኢዩ፧ 15/9
ናይ መን መዐቀኒታት ኢኻ ኽትተኣማመነሉ እትኽእል፧ 1/6
በሰላ ኲናት 1/1
ናይ ሓቂ እምነት ከተጥሪ ትኽእል ኢኻ 1/10
ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
ንኣብርሃም እተኣትወሉ ኪዳን—ኣብ ኡር ድዩ ወይስ ካራን፧ 1/11
ኵሉ “ንእኡ” ማለት ንየሱስ ተፈጢሩ፧ (ቈሎ 1:16) 1/9
ክርስትያን ሰበይትን በዓላትን 15/12
ናይ ኮምፕዩተር ፕሮግራማት ምቕዳሕ 15/2
ናብ ዕረፍቲ የሆዋ ምእታው (እብ 4:9-11) 1/10
“ሰማያትን” (2 ጴጥ 3:13) “ሰማይን” (ራእ 21:1) 15/6
እቲ ተመን ብኸመይ ኢዩ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፧ 15/11
እዮብ ንኽንደይ ዝኣክል ግዜ ኢዩ ተሳቕዩ፧ 15/8
“ዘይሕጋዊ ኣምልኾ ጣኦት” (1 ጴጥ 4:3) 15/7
“ብመንፈስ” ምምላኽ ክበሃል ከሎ እንታይ ማለት ኢዩ፧ (ዮሃ 4:24) 15/9
ነቲ ታቦት ኪዳን ንምጻር ዘገልግል መሰላታት (1 ነገ 8:8), 15/10
ንእተወገደ ኽጽለየሉ፧ (ኤር 7:16) 1/12
“ናይ ቅዱሳን ቅዱስ” መዓስ ኢዩ ተቐቢኡ፧ (ዳን 9:24) 15/5
በቲ ናይ ወርቂ ምስሊ ኽፍተኑ ኸለዉ: ዳንኤል ኣበይ ኢዩ ነይሩ፧ (ዳን 3) 1/8
ናብ ሽማግለታት ቀሪቦም ክናዘዙ ዘድልዮም ስለምንታይ ኢዩ፧ 1/6