ግምቢ ዘብዐኛ ግንቦት 2014 | ብዛዕባ መጻኢ ኺፈልጥ ዚኽእል ኣሎዶ፧
መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ንህይወትካ ኪቕይራ ይኽእል እዩ።
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብየሱስ ይኣምኑ ድዮም፧
ዚኣምኑ እንተ ደኣ ዀኖም፡ ናይ የሱስ መሰኻኽር ተባሂሎም ዘይጽውዑ ደኣ ስለምንታይ እዮም፧
ትፈልጥዶ፧
ኣይሁድ ንጲላጦስ፡ ኣእጋር የሱስ ኪስበር ዝሓተትዎ ስለምንታይ እዮም፧ ዳዊት ንጎልያድ ብወንጭፍ ጥራይ ኪቐትሎ ይኽእል ነይሩ ድዩ፧
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ኣምላኽ እንተ ዚኸውን ነይሩ፡ ዓለምና ብመከራ መሊኣ ዘላ ስለምንታይ እያ፧