ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ኣጻውት ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ኣምላኽ ከም ኵሉ ዚኽእል፡ ፈጣሪ፡ ጐይታ ዝኣመሰለ ብዙሕ መዓርጋት ኣለዎ። (እዮብ 34:12፣ መክብብ 12:1፣ ዳንኤል 2:47) ንርእሱ ግና ስም ኣውጺኡ ድዩ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ክንደይ ስም ኣለዎ፧ ሰባት፡ ‘ኣላህ፡’ ‘ኣልፋን ኦሜጋን፡’ ‘ኤልሻዳይ፡’ ከምኡ እውን ካልእ ስያመታት፡ ስም ኣምላኽ ከም ዝዀነ ገይሮም ይሓስቡ ይዀኑ። ንኣምላኽ እንታይ ኢልና ኸም እንጽውዖ ኣገዳሲ ድዩ፧ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ የሆዋ መን እዩ፧ ናይ ሓደ ህዝቢ ኣምላኽ፡ ማለት ኣምላኽ እስራኤላውያን ጥራይ ድዩ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ ንሓያሎ ዘመናት፡ ሰባት ንፈጣሪኦም ኪፈልጥዎ ኸም ዘለዎም እዩ ኺስምዖም ጸኒሑ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓርኪ ኣምላኽ ክንከውን ይሕግዘና እዩ። እቲ ዕርክነት እቲ ድማ፡ ስሙ ብምፍላጥ እዩ ዚጅምር። ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ትግርኛ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502014331/univ/art/502014331_univ_sqr_xl.jpg