ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧ ኣጻውት ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧ ንመጽሓፍ ቅዱስ ሰባት ጽሒፎምዎ እንተ ዀይኖም፡ ስለምንታይ እዩ “ቃል ኣምላኽ” ዚብሃል፧ (1 ተሰሎንቄ 2:13) ኣምላኽ ከመይ ገይሩ ንሓሳባቱ ናብ ሰባት ኣመሓላሊፍዎ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ፧ ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ካብ ኵሉ ኻልእ መጻሕፍቲ እተፈልየ መጽሓፍ ኪኸውን ኣለዎ ንቕሑ! መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂዶ “ብድራኸ መንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ” እዩ፧ ገሊኦም መጽሓፍ ቅዱስ ብገለ መገዲ ምስ ኣምላኽ ምትሕሓዝ ከም ዘለዎ ይኣምኑ። ገሊኦም ከኣ ጥንታዊ ኣፈ ታሪኽ፡ ጽውጽዋይ፡ ታሪኽ፡ ከምኡ ድማ ብሰብ እተጻሕፈ ሕግታት ዝሓዘ መጽሓፍ ከም ዝዀነ ገይሮም ይርእይዎ ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧ ትግርኛ ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ መን እዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502016852/univ/art/502016852_univ_sqr_xl.jpg