ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ ኣጻውት ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ እቲ ፈቃር ኣቦና ምስ ኵሎም እቶም ዚደልይዎ ሰባት ዕርክነት ንምምስራት ኣጋጣሚ ኸፊቱ ኣሎ። እሞ ደኣ ነዚ ዕድመ እዝስ ክትቅበሎ ዲኻ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ኢኻ ንኣምላኽ ብቐረባ ኽትፈልጦ እትኽእል፧ ምስኡ ዕርክነት ንምህናጽ ሸውዓተ ስጕምትታት ኪሕግዘካ ይኽእል። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ኣምላኽ ብዙሕ መዓርጋት ኣለዎ፣ ንኣብነት፡ ኵሉ ዚኽእል፡ ፈጣሪ፡ ጐይታ ይብሃል እዩ። ብሕታዊ ስም ኣምላኽ ግና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ 7,000 ሳዕ ተጠቒሱ ይርከብ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ኣብ ኵሉ ድዩ ዚርከብ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ኣብ ኵሉ ከም ዚርከብ ድዩ ዚምህር፧ ኣብ ሓደ ቦታ ኸም ዚነብርን ብብሕቲ ኸም ዚፈልጠካን ክትተኣማመን እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧ ግምቢ ዘብዐኛ ንኣምላኽ ብምፍላጥካ፡ እንታይ ጥቕምታት ትረክብ፧ እቶም ምስ ኣምላኽ ብሕታዊ ርክብ ዜማዕብሉ ሰባት እንታይ በረኸት ኪረኽቡ እዮም፧ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ፈትኖ ብሓገዝ ናይ ብሕቲ መምህር ብናጻ እትምሃረሉ ኣሳታፊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሕተት። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ ትግርኛ ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020420/univ/art/1102020420_univ_sqr_xl.jpg ebtv