ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

22-28 ለካቲት

ነህምያ 12-13

22-28 ለካቲት
  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ነህ 12:31—ክልተ ጕጅለ ዘመርቲ ምህላዎም እንታይ ውጽኢት ነይርዎ ኪኸውን ይኽእል፧ (it-2-E 454 ¶1)

    • ነህ 13:31ለ—ነህምያ እንታይ ንኺገብረሉ እዩ ንየሆዋ ዚልምኖ ነይሩ፧ (w11 1/2 14 ¶3-5)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ነህ 12:1-26 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ብዙሕ ተገዳስነት ንዘየርኣየ ሰብ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ኣበርክተሉ።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ናይ ሓቂ ተገዳስነት ንዘርኣየ ሰብ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽርን ግምቢ ዘብዐኛን ኣበርክተሉ። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ከኣ ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) በቲ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 206-208 ዘሎ ሓሳብ ተጠቒምካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንእትመርሓሉ ሰብ ብዛዕባ ብዓል ዝኽሪ ግለጸሉ። እቲ ተምሃራይ ኣብቲ ብዓል ዝኽሪ ንኺእከብ ድማ ግብራዊ ሓገዝ ግበረሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 5

  • ኣብ ክልኻ ንዘለዉ ዅሎም ሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። እታ ጉባኤ ነቲ ኽላ ብኸመይ ከም እትሽፍኖ ግለጽ። ነቲ “ኺሕሰበሉ ዘለዎ ነጥብታት” ክትክልስ ከለኻ፡ ነታ ቪድዮ በዓል ዝኽሪ ወልዓያ። ኵሎም ኣስፋሕቲ ኣብቲ ወፈራ ምሉእ ብምሉእ ኪካፈሉን ንዝረኸብዎ ዝዀነ ይኹን ተገዳስነት ኪዅስኩሱን ኣተባብዓዮም። መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 16-23 (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 39ን ጸሎትን