1-7 ሕዳር
እያሱ 18-19
መዝሙር 12ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
እያ 18:1-3—እስራኤላውያን ብሸነኽ ምዕራብ ዮርዳኖስ ከይሰፍሩ ዘዳናጐዮም እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (it-1 359 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) እያ 18:1-14 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ብስራት—መዝ 37:10, 11 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 2 2021 ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ስለቲ ፍቕርኹም ንየሆዋ ነመስግኖ”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚግበር ምይይጥ። ነታ ‘ብዛዕባኹም ኵሉ ሳዕ ንኣምላኽ ነመስግኖ’ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ካብታ ኣብ jw.org እትርከብ “ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧” ዘርእስታ ዓምዲ፡ ሓደ ወይ ክልተ ጕሉሕ ነጥብታት ጥቐስ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 138
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 22ን ጸሎትን