ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ

ናይ መወዳእታ ምሕጽንታ እያሱ

‘ንየሆዋ ብምፍቃር ወትሩ ኺሕለዉ’ (እያ 23:11)

ምስ ካልኦት ኣህዛብ ከይተሓዋወሱ (እያ 23:12, 13it-1 75)

ኣብ የሆዋ ኺውከሉ (እያ 23:14w07 1/11 26 ¶19-20)

ነቲ እያሱ ብድራኸ መንፈስ ዝሃቦ ምኽሪ ምስዓብ፡ ንየሆዋ እሙናት ክንከውን ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧