29 ሕዳር–5 ታሕሳስ 2021
መሳፍንቲ 4-5
መዝሙር 137ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
መሳ 5:20—ንባራቕ ካብ ሰማይ ከዋኽብቲ እተዋግኡሉ ብኸመይ እዮም፧ (w05 15/1 25 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) መሳ 4:1-16 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ግምቢ ዘብዐኛ ቝ. 2 2021 ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w06 1/3 28-29—ፍረ ነገር፦ “ኣንስቲ ኣብ ጉባኤታት . . . ስቕ ይበላ” ኺብሃል ከሎ፡ እንታይ ማለት እዩ፧—1ቈረ 14:34። (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣሓት ኪመጣጠራ ዚኽእላ ብኸመይ እየን፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ “ብጐይታ ዚጽዕራ ዘለዋ ኣንስቲ” ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 1 ¶1-7፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 37ን ጸሎትን