ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ባራቅ ንህዝቢ ኣምላኽ ምእንቲ ኺሕግዞም ዴቦራ ተተባብዖ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ

የሆዋ ንህዝቡ ንምድሓን ክልተ ኣንስቲ ተጠቕመ

ዜፍርህ ጸላኢ ንእስራኤላውያን ጨቈኖም (መሳ 4:3፣ 5:6-8w15 1/8 13 ¶1)

የሆዋ ንህዝቡ ንምሕጋዝ፡ ንዴቦራ ኣተንስኣ (መሳ 4:4-7፣ 5:7w15 1/8 13 ¶2፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

የሆዋ ንሲሳራ ንምቕታል ንያዔል ተጠቕመ (መሳ 4:16, 17, 21w15 1/8 15 ¶2)

እዚ ታሪኽ እዚ፡ የሆዋ ብዛዕባ ንኣንስቲ ዘለዎ ኣኽብሮት እንታይ ይሕብረና፧