27 ታሕሳስ 2021–2 ጥሪ 2022
መሳፍንቲ 13-14
መዝሙር 134ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ወለዲ ኻብ ማኖኣን ሰበይቱን እንታይ ኪምሃሩ ይኽእሉ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
መሳ 14:2, 3—እታ ፍልስጥኤማዊት ንሲምሶን ‘ኣብ ኣዒንቱ ባህ ዝበለቶ’ ብኸመይ እያ፧ (w05 15/3 26 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) መሳ 14:5-20 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ሓግዞም—ብመንፈሳዊ መዳይ ንርእሶም ኪምግብዋ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ሓግዞም—ብመንፈሳዊ መዳይ ንርእሶም ኪምግብዋ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lffi ትምህርቲ 02 ጽማቝን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 17)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 2 ¶10-18
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 118ን ጸሎትን