ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል

መጸናንዒ ንምርካብ ኣብ የሆዋ ተወከል

ኤልያስ ፈርሀ፡ ምእንቲ ህይወቱ ኸኣ ሃደመ (1ነገ 19:3, 4w19.06 15 ¶5)

የሆዋ ግብራዊ ሓገዝ ሂብዎ፡ ብዜገርም መገዲ ድማ ሓይሉ ኣርእይዎ (1ነገ 19:5-7, 11, 12ia 103 ¶13፣ 106 ¶21)

የሆዋ ዕዮ ሂብዎ (1ነገ 19:15-18ia 106 ¶22)

የሆዋ፡ ሎሚ እውን ብቓሉ ኣቢሉ ይዛረበና ኣሎ፣ ብሓቂ ኸም ዚሓልየልናን ኣብ ኣገልግሎቱ ትርጉም ዘለዎ ዕዮ ኸም ዝሃበናን የዘኻኽረና ኣሎ።—1ቈረ 15:58፣ ቈሎ 3:23