12-18 መስከረም
1 ነገስት 11-12
መዝሙር 137ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መጻምድትኻ ብጥበብ ምረጽ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 12:21-24—ካብ ተኣዛዝነት ንጉስ ሮብዓም እንታይ ንምሃር፧ (w18.06 14 ¶1-4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 12:21-33 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ዚግበር ወፈራ እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነቲ ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ እተጀመረ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ትምህርቲ 01 ቐጽሎ። (th መጽናዕቲ 11)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 07 ነጥቢ 4 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“መውስቦ—ነባሪ ጥምረት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንሓዳር ምድላው—3ይ ክፋል፦ ‘ቅድም ተቐሚጥካ ጸብጽብ’ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 13 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 128ን ጸሎትን