17-23 ጥቅምቲ
1 ነገስት 21-22
መዝሙር 134ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ነቲ የሆዋ ስልጣኑ ዚጥቀመሉ መገዲ ቕድሓዮ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ነገ 21:27-29—ኣከኣብ ብሓቂ ኸም ዘይተነስሓ ኻብ ተግባራቱ ብኸመይ ንፈልጥ፧ (w21.10 3 ¶4-6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ነገ 22:24-38 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ተጠቒምካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ ብትምህርቲ 01 ኸኣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 6)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w15 15/3 9-11 ¶10-12—ፍረ ነገር፦ ካብቲ ናቦት ንጽህናኡ ዝሓለወሉ መገዲ እንታይ ንምሃር፧ (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣለክሳንድሩ ኸም ርእሲ ስድራ ቤት መጠን ዓቕልን ለውሃትን ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧ ዶሪና ኣብ መወዳእታኡ እተቐየረት ስለምንታይ እያ፧ ካብዚ ተመክሮ እንታይ ትምህርቲ ንረክብ፧
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 14 ¶15-20
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 59ን ጸሎትን