ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

ዕጉብን ትሑትን ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧

ነብዪ ኣምላኽ ንብዙሕ ህያባት የሮብዓም ምቕባል ኣብዩ (1ነገ 13:7-10w08 15/8 8 ¶4)

ነብዪ ኣምላኽ ጸኒሑ ነቲ የሆዋ ዝሃቦ ቐጥታዊ መምርሒ ኣይተኣዘዞን (1ነገ 13:14-19w08 15/8 11 ¶15)

ዘይተኣዛዝነት እቲ ነብዪ፡ ናብ ጥፍኣት መርሖ (1ነገ 13:20-22w08 15/8 9 ¶10)

ውሳነታት ክንገብር ከለና ዕጉባትን ናብ የሆዋ እንጥምትን እንተ ዄንና፡ ዘይተሓስበ ጸገማት ከነወግድ ንኽእል ኢና።—1ጢሞ 6:8-10

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፦ ‘በቲ ዘሎኒ መሰረታዊ ነገራት ዕጉብ ድየ፧ ውሳነታት ክገብር ከለኹ፡ ትሑት ምዃነይ ከርኢ ዚኽእል ብኸመይ እየ፧’—ምሳ 3:5፣ 11:2