31 ጥቅምቲ–6 ሕዳር
2 ነገስት 3-4
መዝሙር 151ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ወድኺ ኣልዕሊ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 4:38—እቶም “ደቂ ነብያት” እተባህሉ መን ኪዀኑ ይኽእሉ፧ (it-2 697 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 3:1-12 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 17)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጣ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 20)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w13 15/8 28-29—ፍረ ነገር፦ ኣብ ቅዱስ ኣገልግሎት፡ ንትሕትና ኤልሳእ ብኸመይ ክትቀድሖ ትኽእል፧ (th መጽናዕቲ 15)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ትንሳኤ ኽሳዕ ዚኸውን”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr 4ይ ክፋል፡ ምዕ. 15 ¶1-7፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 32ን ጸሎትን