7-13 መጋቢት
1 ሳሙኤል 12-13
መዝሙር 4ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ትዕቢት ናብ ውርደት ይመርሕ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ሳሙ 12:21—እቶም ህዝቢ ደድሕሪ “ኸንቱ” ነገራት ዝሰዓቡ ብኸመይ እዮም፧ (w11 15/7 13 ¶15)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 12:1-11 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ የሱስ—ማቴ 16:16 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 1)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 04 መእተውን ነጥቢ 1-2ን (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (10 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 5 ¶17-22፡ ሳጹን 5ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት(3 ደቒቕ)
መዝሙር 127ን ጸሎትን