14-20 መጋቢት
እዮብ 1-5
መዝሙር 11ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“እዮብ ፈተና ምስ ኣጋጠሞ፡ ንጽህናኡ ሓለወ”፦ (10 ደቒቕ)
[ቪድዮ መእተዊ እዮብ ወልዕ።]
እዮብ 1:8-11—ሰይጣን ነቲ እዮብ ንጽህናኡ ኺሕሉ ዘኽኣሎ ድራኸ ኣብ ሕቶ ኣእተዎ (w11 15/5 17 ¶6-8፣ w09 15/4 3 ¶3-4)
እዮብ 2:2-5—ሰይጣን ንንጽህና ዅሎም ሰባት ኣብ ሕቶ ኣእተዎ (w09 15/4 4 ¶6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
እዮብ 1:6፣ 2:1—ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኪቘሙ ዚፍቀደሎም ዝነበሩ መን እዮም፧ (w06 15/3 13 ¶6)
እዮብ 4:7, 18, 19—ኤሊፋዝ ንእዮብ እንታይ ግጉይ ሓሳብ እዩ ኣቕሪቡሉ፧ (w14 15/3 13 ¶3፣ w05 15/9 26 ¶4-5፣ w95 15/2 27 ¶5-6)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 4:1-21 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ገበር wp16.2—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ ገበር wp16.2—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ fg ትምህርቲ 2 ¶2-3 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ክርስትያናዊ ህይወት
መዝሙር 41
ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ!፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ስታንድ ኣፕ ቱ ፒር ፕረዠር (ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኡሉ!) ዘርእስታ ቪድዮ jw.org ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ቈልዑ ኣብ ቤት ትምህርቲ እንታይ ጸቕጢ እዩ ዜጋጥሞም፧ ኣብ ዘጸኣት 23:2 ንዘሎ መሰረታዊ ስርዓት ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ንጸቕጢ መዛኑ ኺዋጽኡሉን ንጽህናኦም ኪሕልዉን ኪሕግዞም ዚኽእል ኣርባዕተ ስጕምቲ እንታይ እዩ፧ መንእሰያት ንዝረኸብዎ ጽቡቕ ተመክሮ ኼካፍሉ ዓድሞም።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ lv ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 20-28 (30 ደቒቕ)
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 149ን ጸሎትን