5-11 መጋቢት
ማቴዎስ 20–21
መዝሙር 76ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካባኻትኩም ዓብዪ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን”፦ (10 ደቒቕ)
ማቴ 20:3—እቶም ዕቡያት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ኣቓልቦ ኺግበረሎምን “ኣብ ዕዳጋ” ሰላም ኪብሃሉን ይደልዩ ነበሩ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 20:3 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣብ ዕዳጋ”)
ማቴ 20:20, 21—ክልተ ሃዋርያት ክብረትን ስልጣንን ኪውሃቦም ሓተቱ (nwtst፡ ኣብ ማቴ 20:20, 21 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣደ ደቂ ዘብዴዎስ፡” “ሓደ ኣብ የማንካ፡ ሓደ ኣብ ጸጋምካ”)
ማቴ 20:25-28—የሱስ ሰዓብቱ ትሑታት ኣገልገልቲ ኪዀኑ ኸም ዘለዎም ገለጸ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 20:26, 28 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣገልጋሊ”)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ማቴ 21:9—እቶም ህዝቢ “ንወዲ ዳዊት፡ በጃኻ ኣድሕን!” ኢሎም ኪጭድሩ ኸለዉ፡ እንታይ ማለቶም እዩ ነይሩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 21:9 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “በጃኻ ኣድሕን” “ወዲ ዳዊት”)
ማቴ 21:18, 19—የሱስ ነታ ኦም በለስ ከም እትነቅጽ ዝገበራ ስለምንታይ እዩ፧ (jy 244 ¶4-6)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 20:1-19
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lv 36-37 ¶3-4
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 1-9፡ “ዓለምለኻዊ ወሰኽ” ዘርእስታ ሰሌዳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 80ን ጸሎትን