ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ
ያእቆብን ላባንን ኣእማን ዝጨርሑ ስለምንታይ እዮም፧
-
ኪዳን ሰላም ከም ዝገበሩ ንዅሎም ሓለፍቲ መገዲ ምስክር ምእንቲ ኪኸውን
-
ነቲ ኺዳን ሰላም ከም ዚሕልዉ የሆዋ ዚቋመት ምዃኑ ምእንቲ ኼዘኻኽሮም
ሎሚ፡ የሆዋ ንህዝቡ ሰላማዊ ርክብ ኪህልዎም ይጽበዮም እዩ። እዚ ሰለስተ ስጕምቲ፡ ሰላም ንምግባር ወይ ሰላም ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ብኸመይ ይሕግዘና፧
-
ምዝርራብ።—ማቴ 5:23, 24
-
ብናጻ ይቕረ ምባል።—ቈሎ 3:13
-
ዓቃል ምዃን።—ሮሜ 12:21