11-17 ሰነ
ሉቃስ 1
መዝሙር 137ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንትሕትና ማርያም ቅድሓዮ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ሉቃስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ሉቃ 1:38—ነቲ እተዋህባ ሓላፍነት ብትሕትና ተቐበለቶ (ia 149 ¶12)
ሉቃ 1:46-55—ቃል ኣምላኽ ተጠቒማ ንየሆዋ ወደሰቶ (ia 150-151 ¶15-16)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 1:46-66
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ንጥቕሲ ዓመት 2018 ዚምልከት ሓበሬታ ኣቕርቦ። (w18.01 8-9 ¶4-7)
ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ነታ ንሰነ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 24-32
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 8ን ጸሎትን