ኣምላኽ
ኣምላኽ መን እዩ፧
ኣምላኽ ኣሎ ድዩ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ሓሙሽተ ዜእምን መርትዖታት ብምቕራብ መልሲ ይህብ እዩ።
ኣምላኽ ኣብ ኵሉ ድዩ ዚርከብ፧
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ኣብ ኵሉ ከም ዚርከብ ድዩ ዚምህር፧ ኣብ ሓደ ቦታ ኸም ዚነብርን ብብሕቲ ኸም ዚፈልጠካን ክትተኣማመን እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧
ንኣምላኽ ዝረኣዮ ኣሎዶ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ቦታ፡ “ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን” እናበለ፡ ኣብ ካልእ ቦታ፡ ‘ሙሴ ንኣምላኽ እስራኤል ረኣዮ’ ኺብል ከሎስ ንሓድሕዱ ይጋጮ ድዩ ነይሩ፧
ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ድያ፧
ቅዱሳት ጽሑፋትን ታሪኽ ክርስትናን ብዛዕባ እዚ እምነት እዚ ንጹር ምላሽ ይህብ እዩ።
ኣምላኽሲ ሓሳቡ ይልውጥ ድዩ፧
ኣምላኽ፡ “ኣይልወጥን እየ፡” ከምኡ ድማ “ሓሳበይ ክልውጥ እየ” ኢሉ ኸም እተዛረበ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ኣሎ፣ እዝስ ንሓድሕዱ ይጋጮ ድዩ፧
መንፈስ ቅዱስ እንታይ እዩ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ንመንፈስ ቅዱስ ከም ‘ኢድ’ ኣምላኽ ገይሩ ዚጠቕሰሉ ብቑዕ ምኽንያት ኣለዎ።
ስም ኣምላኽ
የሆዋ መን እዩ፧
ናይ ሓደ ህዝቢ ኣምላኽ፡ ማለት ኣምላኽ እስራኤላውያን ጥራይ ድዩ፧
ኣምላኽ ክንደይ ስም ኣለዎ፧
ሰባት፡ ‘ኣላህ፡’ ‘ኣልፋን ኦሜጋን፡’ ‘ኤልሻዳይ፡’ ከምኡ እውን ካልእ ስያመታት፡ ስም ኣምላኽ ከም ዝዀነ ገይሮም ይሓስቡ ይዀኑ። ንኣምላኽ እንታይ ኢልና ኸም እንጽውዖ ኣገዳሲ ድዩ፧
“ኣልፋን ኦሜጋን” መን ወይ እንታይ እዩ፧
እዚ መጸውዒ እዚ ግቡእ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧
ፍቓድ ኣምላኽ
ኣምላኽ እንታይ ክገብር እዩ ዚደልየኒ፧
ኣምላኽ እንታይ ክትገብር ከም ዚደልየካ ምእንቲ ኽትፈልጥ፡ ፍሉይ ምልክት ክትርኢ ወይ ራእይ ኪግለጸልካ የድሊ ድዩ፧ መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ምዃኑ ኣንብብ።
መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ናይ ምምራጽ ናጽነት እንታይ ይብል፧ ኣምላኽ ንዅሉ ይቈጻጸር ድዩ፧
ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ብጽሕፍቶ ኸም እተወሰነ ይኣምኑ። ምርጫታትና ወይ ውሳነታትና ኣብ ኣሳልጦና ጽልዋ ኣለዎዶ፧
ከመይ ጌርካ ኢኻ ንኣምላኽ ብቐረባ ኽትፈልጦ እትኽእል፧
ምስኡ ዕርክነት ንምህናጽ ሸውዓተ ስጕምትታት ኪሕግዘካ ይኽእል።
ንዜጋጥመና መከራ ዚሕተተሉ ኣምላኽ ድዩ፧
ንዝዀነ ሰብ፡ እንተላይ ሞገስ ኣምላኽ ንዘለዎ ሰብ መከራ ኼጋጥሞ ይኽእል እዩ። ስለምንታይ፧