ተነዲፉ ድዩ፧ ክንፊ ጕንጓ ኣጻውት ክንፊ ጕንጓ ብዛዕባ እቲ ኣብ ክንፊ ጕንጓ ዚርከብ መስተንክር ንድፊ ፍለጥ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ተነዲፉ ድዩ፧ ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ጫፉ ንላዕሊ እተዓጽፈ ኣኽናፍ ኣዕዋፍ መሃንድሳት ነፈርቲ ነዚ ንድፊ እዚ ብምቕዳሕ፡ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ዓመት፡ 7,600 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ ኪቝጥቡ ኽኢሎም እዮም። ንቕሑ! እታ ነዊሕ ጕዕዞ እትጓዓዝ ኣልባጥሮስ ንጕልበታ እትቝጥበሉ መገዲ እዛ ዑፍ እዚኣ፡ ሓንሳእ እውን ይኹን ኣኽናፋ ኸየንገብገበት ንነዊሕ ሰዓታት ክትዝምቢ እትኽእል ብኸመይ ምዃኑ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ክንፊ ጕንጓ ተነዲፉ ድዩ፧ ክንፊ ጕንጓ—ተነዲፉ ድዩ፧ ትግርኛ ክንፊ ጕንጓ—ተነዲፉ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502019454/univ/art/502019454_univ_sqr_xl.jpg ijwwd ዓንቀጽ 19