ኣተዓባብያ ቘልዑ
ንፉዕ ወላዲ
ንፉዕ ኣቦ ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
ሕጂ ኣብ ሓዳርካ ንፉዕ ሰብኣይ እንተ ዄንካ፡ ምስ ወለድካ ንፉዕ ኣቦ ኸም እትኸውን ዚእምት እዩ።
ወለዲ መውዓል ሕጻናት ኪፈልጥዎ ዚግባእ
ንውልድኩም ናብ መውዓል ሕጻናት ክትሰድዱ ጽቡቕ እንተ ዀይኑ ንምውሳን፡ ንርእስኹም ነዘን ኣርባዕተ ሕቶታት ሕተቱ።
ንፉዕ ወላዲ ንምዃን እንታይ የድሊ
ሓላፍነት ዚስምዖም ውሉዳት ከተዕቢ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
ውሉደይ ሞባይል ኪውንን ክፈቕደሉዶ፧
ንስኻን ውሉድካን ነዚ ሓላፍነት እዚ ድሉዋት እንተ ዄንኩም ንምውሳን፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት።
ንቘልዑ ግቡእ ኣጠቓቕማ ሞባይል ብኸመይ ከም እትምህሮም
እቶም ብተክኖሎጂ በላሕቲ ዚዀኑ ቘልዑ እውን ከይተረፈ፡ ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ሞባይል ዚምልከት መመርሒ ወላዲ የድልዮም እዩ።
ንባብ ንቘልዑ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧—1 ክፋል፦ ምንባብዶ ወይስ ምርኣይ፧
ብዙሓት ቈልዑ ቪድዮ ኺርእዩ እዮም ዚደልዩ። ወለዲ ምእንቲ ኼንብቡ ብኸመይ ኬተባብዕዎም ይኽእሉ፧
ንደቅኻ ኻብ ዚርብሽ ዜናታት ኣዕቍቦም
ውሉዳት ብዚርብሽ ዜናታት ምእንቲ ኸይጭነቑ ወለዲ ብኸመይ ኬዕቍብዎም ይኽእሉ፧
ንስድራ ቤታት ዜዐውት—ኣብነት
ቃላትካ ኣብ ልቢ ደቅኻ ኺበጽሕ እንተ ደሊኻስ፡ ምስ ተግባራትካ ኺሳነ ኣለዎ።
ውሉድካ ስንኩል እንተ ዀይኑ
ኬጋጥመካ ዚኽእል ሰለስተ ብድሆታትን ኪሕግዘካ ዚኽእል መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጥበብን ርአ።
ስልጠና
ኣገዳስነት ስራሕ ገዛ
ንደቅኹም ስራሕ ገዛ ኸይትህብዎም ተዕጠጥዩ ዲኹም፧ ተዕጠጥዩ እንተ ዄንኩም፡ ስራሕ ገዛ ንደቅኹም ብኸመይ ሓላፍነት ምስካም ከም ዚምህሮም፡ ሓጐስ ድማ ኸም ዜምጻኣሎም ርኣዩ።
ኣብዛ ንጥቕሚ ርእሳ ጥራይ እተቐድም ዓለም፡ ሓለይቲ ውሉዳት ምዕባይ
ደቅኻ ኣብ ጥቕሚ ርእሶም ጥራይ ምእንቲ ኸየተኵሩ ኽትሕግዘሉ እትኽእል ሰለስተ መዳያት መርምር።
ኣድላይነት ስነ ምግባራዊ መትከላት
ንደቅኻ ጽቡቕ ስነ ምግባራዊ መትከላት እንተ ምሂርካዮም፡ ንመጻኢ ድልዱል መሰረት ይዀኖም እዩ።
ብኸመይ ሓላፍነት ዚስምዖ ኸም ዚኸውን
ሓደ ሰብ ኣበየናይ ዕድመ እዩ ሓላፍነት ዚምሃር፡ ብቝልዕነቱዶ ወይስ ምስ ዓበየ፧
ንውሉድካ ብኸመይ ከም እትምህሮ
ተግሳጽ፡ ካብ ስርዓታትን መቕጻዕትን ንላዕሊ እዩ ዜጠቓልል።
ብኸመይ ሓቦኛ ኸም ዚኸውን
ሓቦኛታት ምዃን እተማህሩ ቘልዑ፡ ኣብ ህይወት ንዜጋጥሞም ጸገማት ብዝሓሸ ኺጻወሩ ይኽእሉ።
ደቅኻ ንፍሽለት ምእንቲ ኺዋጽኡሉ፡ ብኸመይ ትሕግዞም፧
ፍሽለት ክፍሊ ህይወት እዩ። ንደቅኻ ብዛዕባ ፍሽለት ሚዛናዊ ኣረኣእያ ኺሕዙ ምሃሮም፡ ፍታሕ ኪረኽቡ ድማ ሓግዞም።
ውሉድካ ነጥቡ ኸመሓይሽ ብኸመይ ከም እትሕግዞ
ወለዲ ነቲ ውሉዶም ሕማቕ ነጥቢ ዜምጽኣሉ ናይ ሓቂ ጸገም ኣለልዮም፡ ኪምሃር ኬተባብዕዎ ይኽእሉ እዮም።
ውሉደይ ይድንደን እንተ ኣልዩኸ፧
ውሉድካ ንደንዳኒ እንታይ ምላሽ ኪህብ ከም ዘለዎ ንምምሃር፡ እዚ ኣርባዕተ ስጕምቲ ኺሕግዝ ይኽእል።
ንውሉድካ ብኸመይ ከም እትንእዶ
ብሉጽ ፍረ ዜፍሪ ዓይነት ናእዳ ኣሎ።
ውሉድካ ንዕድመ ብጽሕና ኺዋጽኣሉ ምሕጋዝ
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሓሙሽተ ነጥብታት ነዚ ኣጸጋሚ እዋን ንኽትዋጽኣሉ ቐሊል ኪገብሮ ይኽእል እዩ።
ውሉድካ ብዛዕባ ሞት ኪሓትት ከሎ
ንሕቶታቶም ንኽትምልሰሎምን ንሞት ዜፍቅርዎ ሰብ ብኸመይ ከም ዚኽእልዎ ንኽትነግሮምን ኪሕግዘካ ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት።
ውሉዳት ንኣምላኽ ምፍቃር ኪመሃሩ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒምካ ልቢ ውሉዳትካ ኽትትንክፍ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
ንቘልዑ ብኸመይ ብዛዕባ ዓሌትነት ትዛረቦም፧
ንቘልዑ ብዛዕባ ዓሌትነት ክትገልጽሎም እሸጋሪ እዩ። ምስ ዕድሚኦም ዚሰማማዕ ምኽሪ ተጠቒምካ፡ ብዓሌታዊ ኣድልዎ ኸይጽለዉ ኸተዕቑቦም ትኽእል ኢኻ።
ወለዲ ንደቆም ብዛዕባ ጾታ ብኸመይ ኪምህርዎም ይኽእሉ፧
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንደቅኻ ብዛዕባ ጾታ ብኸመይ ከም እትዛረቦምን ካብ ጾታዊ መጥቃዕቲ ብኸመይ ከም እትከላኸለሎምን ዚገልጽ ብዙሕ ስርዓታት ሒዙ ኣሎ።
ንውሉድካ ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ምምሃር
መንእሰያት ኣዝዮም ንኣሽቱ ኸለዉ ኣትሒዞም ንጾታዊ መልእኽትታት ይቃልዑ ኣለዉ። ውሉድካ ንምዕቋብ ክትፈልጦ ዘሎካን ክትገብሮ እትኽእልን ነገራት እንታይ እዩ፧
ንደቅኻ ኣዕቍቦም
ካሌብን ሶፍያን ብኸመይ ካብ ሓደጋ ኪዕቈቡ ኸም ዚኽእሉ ተማሂሮም።
ንቘልዑ ብኸመይ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ትዛረቦም፧
ወለዲ ንደቆም ብዛዕባ እዚ ኣገዳሲ ጕዳይ እዚ መዓስን ብኸመይን እዮም ኪዛረብዎም ዘለዎም፧
ተግሳጽ
ንውሉድካ ርእሰ ግትኣት ምሃሮ
ንደቅኻ ዝደለይዎ ነገራት ምሃብ፡ ካልእ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር ንኸይረኽቡ ኺዓግቶም ይኽእል እዩ።
ንደቅኻ ትሕትና ምሃሮም
ርእሰ ኣኽብሮቱ ብዘይጐድእ መገዲ ንውሉድካ ትሕትና ምሃሮ።
ንደቅኻ ምግሳጽ ይተርፍ ድዩ ዘሎ፧
ብ1960ታት ዝጀመረ ኣተሓሳስባ፡ ሎሚ እውን ንወለዲ ይጸልዎም ድዩ ዘሎ፧
ንደቅኻ ብኸመይ ክትግስጾም ይግባእ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ውጽኢታዊ ተግሳጽ ንምሃብ ዚሕግዝ 3 መገድታት ከም ዘሎ ይገልጽ።
ውሉዳት እዙዛት ንኪዀኑ ምምሃር
ንስኻን ውሉድካን፡ ‘ኣነ ዝበልክዎ እንተ ዘይኰነ’ ብዚብል ጕዳይ ኵሉ ሳዕ ትከራኸሩ፡ ወትሩ ኸኣ ውሉድካ ዝበሎ ድዩ ዚፍጸም፧ ንኣተዓባብያ ውሉዳት ዚምልከት ሓሙሽተ ምኽሪ ኣንብብ።
ርእሰ ግትኣት ዘለዎ ጥቕሚ
ርእሰ ግትኣት ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ኢና ነዚ ባህርይ እዚ እነጥርዮ፧
ብኸመይ ትሑት ከም ዚኸውን
ውሉድካ ትሕትና እንተ ተማሂሩ፡ ሕጂ ዀነ ኣብ ናይ መጻኢ ህይወቱ ይጥቀም እዩ።
ብኸመይ ‘ኣይፋል’ ከም እትብል
ውሉድካ ዝደለዮ ምእንቲ ኽትገብረሉ፡ ምኒን ብምባል ወይ ብምልማን፡ ኢድካ ኸም እትህብ ኪገብረካ ዚጽዕር እንተ ዀነኸ፧
ንዚቝጣዕ ውሉድ ብኸመይ ከም እትሕዞ
ውሉድካ ኪቝጣዕ ከሎ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነዚ ኣጸጋሚ ዅነታት እዚ ንኽትሰግሮ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።
ውሉድካ ኺሕሱ ኸሎ
ውሉድካ እንተ ሓስዩ፡ እንታይ ክትገብር ኣሎካ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንውሉድካ ብዛዕባ ኣገዳስነት ሓቀኛነት ንኽትምህሮ ኪሕግዘካ ዚኽእል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ምኽሪ ትህብ።