ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ትምህርቲ 34፦ ንሰብ ሓግዝ

ትምህርቲ 34፦ ንሰብ ሓግዝ

ነቲ የሱስ፡ “እደሊ እየ” ኢሉ ዝገበሮ ተግባር ከመይ ጌርና ኽንቀድሖ ንኽእል፧

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን

ንሰብ ሓግዝ

ከምቲ የሱስ ነቲ ድዉይ ዝሓገዞ፡ ንስኻ እውን ንእተሸገሩ ኣሕዋትና ኽትሕግዝ ትኽእል ኢኻ።

ቪድዮታት

ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር

ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር።

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።