ናብ ትሕዝቶ ኺድ

የሆዋ ኣቦና እዩ

የሆዋ ኣቦና እዩ

የሆዋ ኸም ኣቦ ምዃኑ ንደቅኻ እንታይ ኬእምኖም ይኽእል፧

ኣቱም ወለዲ፡ ኢሳይያስ 64:8 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

የሆዋ ኣቦና እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ረኣኹም፡ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶታት ተመያየጡሉ። ደቅኹም ንገለ ኻብቲ የሆዋ ዝሃቦም ጽቡቕ ነገራት ከም ዚስእሉ ወይ ከም ዚጽሕፉ ግበሩ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ዓምድታት

ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር—ንጥፈታት

በዚ ንጥፈታት እዚ ጌርካ ነቲ ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር ኣብ ዘርእስቱ ተኸታታሊ ቪድዮታት ዚወጽእ ዛንታታት ህያው ግበሮ፡ ነቲ ቐንዲ ነጥብታት እውን ምስ ደቅኻ ተመያየጠሉ።

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ቪድዮታትን ንጥፈታትን ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቪድዮታትን ባህ ዜብል መምሃሪ ንጥፈታትን ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።